Rusta och Matcha

Rusta och matcha Tigrinska

ነቶም ኣብ ኣገልግሎት ስራሕ ዚምዝገቡ ግን ከኣ ስራሕ ወይ ትምህርቲ ንምርካብ ተወሳኺ ደገፍ ዜድልዮም እዩ ። ሸቶኻ ቐልጢፍካ ኽትሰርሕ እዩ ።

Rusta och Matcha Tigrinska

ንሕና ኣርቤትሊቭስ ረሱሽ (Arbetslivsresurs) ኣብ ስራሕ ምድላይ ንሕግዘካን/ክን ከምኡውን ደገፍ ንገብረልካን/ ክን ብተወሳኺ በቲ ናትካ/ኪ ብቕዓት ኮነ ባህሪ በቲ ናትና ዓቢ መርበብ ምስ ወናኒ ስራሕ ነሰማምዓካን/ክን። ንሕና ብቑዓት ሰብ ሞያ ብምዕዳም ፍልጠት ነስንቕን ንህብን ከምኡ ውን ምስ ወናኒ ስራሕ ነሰማምዕን። ናብቲ ናትካ/ኪ ናይ ስራሕ ኮነ ናይ ትምህርቲ መደብ ወይ ዕላማ ንምብጻሕ ክትረኽቦም/ክትረኽቢዮም ዘይከኣልካ/ኪ ንኽትረኽቦም ንሕግዘካ/ኪ። እቶም ናትና ናይ ስራሕ ኣማኸርቲ ስራሕ አበይ ይርከብ ንብወግዒ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ንዝወጽኡን ንደይወጽኡን ይፈልጡን ከምኡ ውን ንኽትረኽቦም ይሕግዙን።
rusta och matcha Rusta och matcha Tigrinska

ምሳና ኣብ ኣርቤትሊቭስ ረሱሽ (Arbetslivsresurs) ዝወሃበካኪ መደብ ወይ ውጥን

ምስ ኣገልግሎት ስራሕ ተራኸብ

ምስ ቤት ጽሕፈት መራኸብቲ ስራሕ ተራኺብካ ናብ መቕሰሚ ፍልጠትን ምስ ስራሕ ኣስማማዒን ክትምዝገብ ዝግበኣካ እንተኾይኑ ሕተት

መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ ' እወ ' እንተ ዀይኑ

እቲ መልሲ እወ አንተኾይኑ ንዓና Arbetslivsresurs ምረጽ

ኣገልግሎት ስራሕ ውሳነታት ይገብር

ቤት ጽሕፈት መራኸብቲ ስራሕ ምስ ኣጽደቖ ንሕና ናባኻ/ኺ ደዊልና ናይ ኣኼባ ቆጸራ ንገብር


Rusta och matcha tigrinska

Rusta och matcha medfinansieras av
Europeiska socialfonden.

Vi använder cookies för att se till att vi ger dig den bästa upplevelsen på vår hemsida. Om du fortsätter att använda den här webbplatsen kommer vi att anta att du godkänner detta.